ፕሮጀክት ፖውዝ
ህይወትካ ደው ኢሉ ዶ?
ካብ ዓድኻ ምስተመዛበልካ ህይወትካ በድንገት ተቀይሩ ዶ?
እንታይ ተማሂርካ?
ከመይ ትምክቶ ኣለኻ?
ኣብዚ እዋን እዚ ብሰንኪ ንኮቪድ 19 ምልባእ ንምቁጵጻር ዝግበር ዘሎ ኣኣብ ገዛካ ተነጺልካ ምውኣል ናይ ብሚሊዮናት ዝቁጸሩ ሰባት :ኣብ መንጎ ካብ ዓዶም ዝተመዛበሉ ሰባት ናይ ሓባር ተመኩሮ
ክስተበሃል ጀሚሩ እዩ። እስካ ምኩር ክኢላ ኢኻ።ንዞም ኣብ ምልምማድ ናይዚ ተነጺልካ ናይ ምውኣል ህይወት ንዝርኸቡ ንምሕጋዝ :ንዘሎካ ፍሉይ ክእለት ክተኻፍል ትኽእል ኢኻ።
ፕሮጀክት ፖውዝ ብቀጥታ ንኹሉ ዘሳትፍ ክፉት መርበባዊ ሰነድ ኮይኑ ዝተፈላለዩ ዛንታት:ቃል ሰባት:ናይ ሓባር ተመክሮ ን ፍሉይ ክእለታት ናይ ዝተፈላለዩ ካብ ዓዶም ናይ ዝተመዛበሉ ሰባት ዝሓቖፈ እዩ።ንዘለካ ፍሉይ ክእለት ብዝተፈላለየ መንገዲ ክተኻፍል ትኽእል ኢኻ።ብቅብኣ: ብስእሊ :ብዘረባ: ብጽሑፍ:ብሳዕስዒት: ብምውሳእ……..
ስእል:ቅብኣ – ፎቶ ብምልዓል
ዘረባ:ቃለ-መሕተት:ደርፊ – ኣብ ቮይስኖት ወይ አብ ዋትስ ኣፕ ብምቅዳሕ
ተዋስኦ:ምንቅስቓስ: ሳዕስዒት – ቪድዮ ብምቅዳሕ
ጵሑፍ – ኣብ ኖት ብምጽሓፍ ወይ ፎቶ ብምልዓል
……ብዋትድኣፕ ወይ ብቫይበር +447506 663089 ስደዱልና።
ዓበይት ሰነዳት ኣብ [email protected] ስደዱልና።
ነቶም ዝበጽሑና ትሕዝቶታት ኣብ መወዳእታ ናይ ወርሒ ግንቦት ኣብ መርበብና ክንዝርግሆ ትጽቢት ንገብር። ካብኡ ተበጊሱ እንዳዓበየ ከም ዝኸይድ ተስፋ ንገብር ።
ፕሮጀክት ፖውዝ ብ ህዩማንስ ፎር ራይትስ ኔትዎርክ ን ፒስፉል ቦርደርስ ዝተዳለወ ፕሮጀክት እ